ብኸመይ ጥዑያት ኣስናንን ኮራርምቲን ከምዝህልወካ ትገብር? ኣስናንካን ኮራርምትኻን ብግቡእ ክትከናኸኖ ኣገዳሲ እዩ። ከምኡ ምስ እትገብር፣ ብግቡእ ክትሕይኽን ብቐሊሉ ክትበልዕን ትኽእል። ብተወሳኺ ብዙሕ ነዃላት ስኒ ማለት ብኽባዀን ነድሪ ግርጻንን ኣየጋጥመካን።
![]()