Skip to main content

Tigrinya - The Greater Israel - Promise Keeper

Page 1

ዓባይ እስራኤል እግዚኣብሄር ንኣብራም ድማ፡ ካብ ዓድኻን ካብ ኣዝማድካን ካብ ቤት ኣቦኻን ናብታ ኣነ ዘርእየካ ምድሪ ውጻእ፡ ካባኻ ድማ ዓቢ ህዝቢ ክገብሮ እየ፡ ክባርኸካ፡ ስምካ ድማ ከዕብዮ እየ፡ በሎ። በረኸት ክትከውን ኢኻ፡ ነቶም ዝባርኹኻ ድማ ክባርኾም፡ ነቲ ዝረግመካ ድማ ክረግሞ እየ፡ ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ድማ ብኣኻ ክባረኹ እዮም። ዘፍጥረት 12፡1-3

ኣምላኹ እግዚኣብሄር ዝኾነ ህዝቢ ብጹእ እዩ፤ ነቶም ንርስትኡ ዝሓረዮም ህዝቢ ድማ። መዝሙር ዳዊት 33፡12


Turn static files into dynamic content formats.

Create a flipbook
Tigrinya - The Greater Israel - Promise Keeper by Filipino Tracts and Literature Society Inc. - Issuu