ምኽርታትንመንእሰይ
እቲክፉእመዓልትታትከይመጸ፡ብእኡደስየብለይንእትብለሉዓመታትእውንከይቀረበ፡ሕጂብመዓልቲ
ንእስነትካንፈጣሪኻዘክር።መክብብ12፡1
...ሓሳብልቢሰብካብንእስነቱኣትሒዙክፉእእዩእሞ....ዘፍጥረት8፡21 ኣብታእግዚኣብሄርኣምላኽካዝህበካምድሪመዓልትኻምእንቲኺነውሕ፡ኣቦኻንኣዴኻንኣኽብር። ዘጸ20፡12
እንተተኣዘዝዎንእንተኣገልገልዎንመዓልቶምብብልጽግና፡ዓመታቶምድማብታሕጓስየሕልፍዎ። እንተዘይተኣዘዙግናብሰይፊክጠፍኡእዮም፡ብዘይኣፍልጦድማክሞቱእዮም።እቶምኣብልቦምዘለዉ ግቡዛትግናቍጥዓይዅምሩ፡ንሱምስኣሰሮምኣይበኽዩንእዮም።ኣብንእስነቶምይሞቱ፡ህይወቶም
ድማኣብመንጎርኹሳትእያ።እዮብ36፡11-14
ዎእግዚኣብሄርኣምላኽ፡ንስኻኢኻተስፋይ፡ካብንእስነተይጀሚርካትውክልተይኢኻ።ካብማህጸን ኣባኻተታሒዘኣለኹ፡ንስኻኢኻካብመዓንጣኣደይዘውጻእካኒ፡ምስጋናይወትሩካባኻክኸውንእዩ። መዝሙርዳዊት71፡5-6 መንእሰይመገዱብእንታይእዩኬጽርዮ፧ከምቃልካብምጥንቃቕ።መዝሙርዳዊት119፡9
ወደይንመቕጻዕቲእግዚኣብሄርኣይትንዓቕ፤ምእራሙውንኣይትደኸሙ፡እግዚኣብሄርዘፍቅሮይእርሞ።
ከምኣቦእቲዝሕጐሰሉወዲ።ምሳሌ3፡11-12
ምስላሰሎሞን።ለባምወዲንኣቦየሐጕሶ፡ዓሻወዲግናኸቢድኣዲኡእዩ።ምሳሌ10፡1 ነቲዝወለደካኣቦኻስምዓዮ፡ኣዴኻውንምስኣረገትኣይትንዓቕ።ምሳሌ23:22
ኣታመንእሰይ፡ኣብንእስነትካተሓጐስ።ኣብመዓልትታትንእስነትካድማልብኻየሐጉሰካ፡ብመገዲ ልብኻንኣብቅድሚኣዒንትኻንተመላለስ፡ግናኸበዚዅሉነገርኣምላኽናብፍርዲከምዘእትወካ ፍለጥ።ስለዚንእስነትንንእስነትንከንቱእዩእሞ፡ካብልብኻሓዘንኣርሕቕ፡ካብስጋኻድማክፉእ
ኣርሕቕ።መክብብ11፡9-10ዶ ኣይፈለጥካን፧እቲዘለኣለማዊኣምላኽ፡እግዚኣብሄር፡ፈጣሪወሰንምድሪ፡ከምዘይሕለል፡ከም ዘይደክምዶኣይሰማዕካን፧ንምርዳእኡምፍታሽየለን።ንዝደኸሙሓይሊይህቦም፤ነቶምሓይሊ ዘይብሎምድማሓይሊየዕብዮም።እቶምመንእሰያትውንኪደክሙንኪደክሙን፡እቶምኣጕባዝከኣ ፈጺሞምኪወድቁእዮም፡እቶምንእግዚኣብሄርዚጽበዩግናሓይሎምኪሕደሱእዮም።ከምንስሪኣኽናፍ ሒዞምኪድይቡእዮም።ክጎዩእዮም፡ኣይደኽሙን፤ንሳቶምከኣኪመላለሱእዮም፣ኣይደኸሙንእዮም።
ሽዑኣእዳዉኣንቢሩክጽሊ፡ደቀመዛሙርቲድማገንሕዎም።የሱስግናመንግስተ ሰማያትንኸምዚኣቶምእያእሞ፡ንደቀይናባይክመጹፍቐደሎም፡ኣይትኽልከሎም። ኣእዳዉኣንቢሩድማካብኡተበገሰ።እንሆድማ፡ሓደመጺኡ፡ሕያዋይመምህር፡ ናይዘለኣለምህይወትምእንቲኽረክብ፡እንታይሰናይነገርክገብር፧ንሱድማ፡ ስለምንታይሕያዋይትብለኒ፧ብዘይካሓደ፡ማለትኣምላኽ፡ሰናይየልቦን፡ናብ ህይወትክትኣቱእንተደሊኻግናትእዛዛትሓልው።ንሱድማ፡ኣየናይእዩ፧ኢየሱስ፡ ኣይትቕተል፡ኣይትዘሙ፡ኣይትስረቕ፡ሓሶትኣይትመስክር፡ኣቦኻንኣዴኻንኣኽብር፡ ንብጻይካድማከምነፍስኻኣፍቅሮ፡በሎ።እቲመንእሰይድማ፡እዚዅሉኻብ ንእስነተይኣትሒዘሓልየዮእየ፡ገናእንታይይጐድለኒ፧የሱስከኣ፡ፍጹምክትከውን እንተደሊኻ፡ኪድነቲዘለካሸጥ፡ንድኻታትውንሃቦም፡ኣብሰማይመዝገብ ኪህልወካእዩ፡ንዓስዓበኒድማበሎ።እቲመንእሰይግናነዚዘረባእዚምስሰምዐ፡ ብዙሕሃብቲስለዝነበሮ፡ሓዚኑኸደ።ማቴ19፡13-22
ደቀይ፡እዚቅኑዕእዩእሞ፡ንወለድኹምብጐይታተኣዘዝዎም።ንኣቦኻንኣዴኻንኣኽብር፤ (እዚኣእታቀዳመይቲትእዛዝምስተስፋእያ፤)ጽቡቕምእንቲኪኸውን፡ኣብምድሪውን ነዊሕክትነብር።ኤፌሶን6፡1-3
ንእስነትካሓደእኳኣይንዕቕ።ንስኻግናብቓል፡ብዘረባ፡ብፍቕሪ፡ብመንፈስ፡ብእምነት፡ ብንጽህናኣርኣያኣመንቲኩን።1ይጢሞቴዎስ4:12
ካብትምኒትንእስነትእውንህደም፡ምስቶምብንጹህልቢንእግዚኣብሄርዝጽውዕዎግና ጽድቅንእምነትንፍቕርንሰላምንስዓቡ።2ይጢሞቴዎስ2:22
ጥበብካብሓደወሰንናብጫፍብሓይሊትበጽሕ፡ንዅሉድማብጥዑምትሰርዖ። ኣፍቂረያ፡ካብንእስነተይጀሚረድማደልያ፡መጻምድተይክገብራተመነኹ፡ኣፍቃሪጽባቐኣ
ኣቱምደቀይ፡ኣቦኹምስምዑኒ፡ብድሕሪኡድማግበርዎ፡ምእንቲክትድሕኑ።እግዚኣብሄርንኣቦ ኣብልዕሊውሉድኣኽቢርዎእዩ፣ስልጣንኣደኣብልዕሊደቂኣጽኒዑእዩ።ንኣቡኡዘኽብር ንሓጢኣቱይዕረቕ፡እቲንኣዲኡዘኽብርድማከምመዝገብዝእክብእዩ።ንኣቦኡዘኽብርብደቁ ይሕጐስ።ጸሎቱምስገበረድማይስማዕእዩ።እቲንኣቦኡዘኽብርነዊሕዕድመይረክብ።እቲ ንእግዚኣብሄርዚእዘዝድማንኣዲኡመጸናንዒኪኸውንእዩ።እቲንእግዚኣብሄርዚፈርህንኣቦኡ ኬኽብሮእዩ፣ንወለዱውንከምንጐይቶቱኬገልግልእዩ።ካባታቶምበረኸትምእንቲኺመጸካ፡ ንኣቦኻንንኣዴኻንብቓልንብግብርንኣኽብሮ።በረኸትኣቦንቤትውሉድየጽንዕእዩእሞ። መርገምኣደግናመሰረታትካብሱሩይምንጥሎ።ብውርደትኣቦኻኣይትኽበር።ውርደትኣቦኻ ንዓኻክብሪኣይኰነን።ክብሪሰብካብክብሪኣቦኡእዩእሞ፤ኣብውርደትዘለዋኣደድማ ንውሉዳትጸርፊእያ።ወደይንኣቦኻኣብዕድሚኡሓግዞ፡ብህይወትክሳብዘሎድማኣይትሕዘኖ። ምስትውዓልኡእንተጠፊኡድማትዕገስሉ፤ብሙሉእሓይልኻምስኮንካድማኣይትንዓቖ። ረድኤትኣቦኻኣይኪርሳዕንእዩእሞ፡ኣብክንዲሓጢኣትኪሃንጸካእዩዚውሰኽ።ብመዓልቲ ጸበባኻክዝከርእዩ።ሓጢኣትካውንከምቲበረድኣብጽቡቕውዑይኩነታትኣየርክፈስስእዩ። እቲንኣቦኡዝሐድግከምጸራፊእዩ፤እቲንኣዲኡዘቘጥዐድማርጉምእዩ፡ካብኣምላኽ። መክብብ3፡1-16
ወደይ፡ካብንእስነትካጀሚሩትምህርቲኣኪብካ፡ክሳዕእርጋንካጥበብክትረክብ
ንኣቦኻብምሉእልብኻኣኽብሮ፡ሓዘንኣዴኻውንኣይትረስዕ።ካባታቶምከም ዝተወለድካዘክር፤ከመይጌርካድማነቲዝገበሩልካነገርክትፈድዮምትኽእል፧
ንውሉድካጨፍጨፎ፡ንሱድማከፍርሓካእዩ፡ተጻወተሉ፡ንሱድማከብደካእዩ። ምስኡከይትሓዝን፡ኣብመወዳእታድማኣስናንካከይትሓርቕ፡ምስኡኣይትስሓቕ። ኣብንእስነቱሓርነትኣይትሃቦ፡ኣብዕሽነቱድማኣዒንቱኣይትጠምቶ።ብንእስነቱ ክሳዱሰገደሉ፡ቆልዓከሎድማብጐድኑውቕዓዮ፡ምእንቲከይተርር፡ንዓኻ ከይእዘዝ፡ከምኡድማኣብልብኻሓዘንከየምጽኣልካ።መክብብ30፡9-12